ኣቕርቦትና ልዕሊ ምግቢ እዩ!

ይምፅኡ ኣብ ሓበሻ ብራስልስ ባህሎም የስተማቕሩ።

ኣቐዲሞም ቦታ ይሓዙ

ኣቐዲሞም ቦታ ይሓዙ

ትክክለኛ መኣዛታትን ምግቢ ኢትዮጵያ የስተማቕሩ!

Doro Wot

እነሆ እቲ ጥዑም መኣዛ ዘለዎን፡ ቀስ ኢሉ ምስ ቀመማት በርበረ ዝበሰለን ምስ ኢንጀራ ዝቐርብን ፀብሒ ደርሆ ኢትዮጵያ።

ሓቀኛ ጣዕሚ ምግብታት ኢትዮጵያ የስተማቕሩ!

ኩሎም ምግብታትና ናይ ቁልዕነቶም ትውስታታትን ጣዕምን ብዘስታውሱ መልክዕ አብ ዝስረሐሉ ቤት ምግቢ ሓበሻ ብምምፃእ ምግብታት ኢትዮጵያ የስተማቅሩ። ብምግብታትናን ብጋሻ ኣቀባብላናን ዘይርሳዕ ተመክሮ የሕልፉ።

ኣቐዲሞም ቦታ ይሓዙ

ኣቕርቦትና ልዕሊ ምግቢ እዩ!

ይምፅኡ ትውፊት, ባህልን ጋሻ አቀባብላን አብ ሓበሻ ይርኸቡ!

ምስ ሼፍና ይላለዩ

አብ ቤት ምግቢ ሓበሻ በዓል ሞያ ዝኾነ ሼፍ መንሱር ነላልየካትኹም

ንልዕሊ 15 ዓመታት ብ ቬፍነት ዘገልገለ ብፍላይ ድማ ንጣዕምን ባህልን ምግብታት ኢትዮጵያ ካብ ዘለዎ ዓሚቅ ፍቅሪ ዝተልዓለ ፤ ደስ ብዝብል ድሌትን ህርፋንን ፍሉይን ምሩፅን ምግብታት ኢትዮጵያ ባህላዊ አቀራርበኦም ሓልዮም ብምሩፃት ቅመማት ተቀሚሞም ንምብላዕ ዘብህጉ ገይሩ የዳልዮም። ምግቢ ንምስራሕ ዘለዎ ልባዊ ፍቅሪ ድማ ንዓማዊሉ ዘይርሳዕ ናይ ምግቢ እዋን ከሕልፉ ይሕግዞም።

ምግብታትና የስተማቅሩ
Food Sample 1
Food Sample 2
Food Sample 3
Food Sample 4
Chef Image

ሼፍ መንሱር

ማስተር ሼፍ | ልዕሊ 15 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘካዕበተ